Tigray Water Works Study, Design and Supervision Enterprise

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100 ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክተቕርቡ ንዕድም::

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኸእሉ፡፡ 3.ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ ትኸእሉ፡፡

5. ጨረታ መኸበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኸእሉ፡፡

6. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ ውሽጢ 15' መዓልታት የረክቡ፣፣

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 15/01/2017 ክሳብ 29/01/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Tyre With inner tube7.50*16Pcs25Horizen
2Tyre with inner tube7.00*15Pcs15Horizen
3Tyre tubeless205/55 R-16Pcs15Triangle
4Tyre tubeless175/70R-14Pcs07Triangle
5Tyre tubeless195/15R-CPcs05Triangle

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይካአል እዩ፡