Raya Azebo Planning and Finance Office


1 ብዘፈር መሳርሒ ፅሕፈት ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰ  : መለለይ ካፋልይነት ግብሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ  : ዝተሐደሰመቅረባይነት ብዝፈር ዝተመዝገበ ዘቅርብ : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ብእዋኑ ዲክለር ዝገበረ ዲክላራሲዩን ከቅርብ ዝክእል

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 18/1/2017 ዓም ክሳብ 3/2/2017 ዓም ይከዉን

3 ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ዝጅመረሉ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ይከዉን

4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ አብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 4 ይከዉን

5 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ብር 100 ይከዉን

6 ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብር 1000 ከቅርብ ዝክእል

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ 4/2/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ከይኑ ዝክፈሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይከዉን

8 ሰዓራይ 10 ሚእተዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ንብረት ዘቅርበሉ መዓልቲ እንተሕሉፉ ብመመርሒ ዕደጋ መሰረት ዝቅፃዕ ምካኑ

9 ንብረት አታዊ ዝከዉን ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ እንትከዉን ክፍሊት ዝፈፀም ድማ ኣብ ሞዴለ 19 አታዊ ምስኮነ ይከዉን

10 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዘረክብ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914110946 ወይ 0914280722