Bureau of finance & Resource Coordination

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ መስከረም 2017 ዓም VAT ድክለሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ምካኑን ናይ ዘመኑ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪይ ዝሰዓሮ ንፈርኒቸርን ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ቢሮ ስቶር ከፍሊ በቲ ዝተሐተተ እስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫራታይ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነንበይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክወን አይግባእ

8 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ዘይመለስ ብር 200 እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይንንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምም/ር  ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 2 ወይ 19 ካብ ካሳብ 13/1/2017 ዓም ክሳብ 28/1/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል

8 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ሎት ሐደን ሎት ክልተ ሎት ሰለሰተ ብር 15000 / ዓሰርተ ሓመሸተ ሽሕ ብር ጥራሕ/ ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ሰርትፊይድ ቼክ ወይድ ማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል

9 አቲ ጨረታ ዕለት28/1/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2 ወይ 19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉይከፈት

10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን 20 % ክቅንስን / ክዉስን/ ይክእል እዩ

12 ሰዓራይ እቲ ናይ ፈርኒቸራት ኣቅሑት ድማ ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክላኘነቱ ምስተረጋገፀ ጥታሕ ኣታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ሞባይል ቁፅሪ 0914775963 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል