ቑፅሪወ/እ/ 2 /10/2017ዓ/ም
ዕለት 13 /01 /2017ዓ/ም
ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ዝኮነት (KU-25) መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብቲ ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት(ግልጋሎት)ክረክብ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ሪጋ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | መዐቀኒ | በዝሒ | መምልኢ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||||||
1. | ቅደሚት ፓድ ኪት | 04465-0k340 | ኪት | 01 | |||
2 | ድሕሪት ሹኪት | 04495-0k070 | ኪት | 01 | |||
3 | ኦይል ፊልተር | 90915-TB001 | PCS | 01 | |||
4 | ፊዩል ፊልተር | 23390-0L041 | PCS | 01 | |||
5 | ኣየር ኪሊነር | 17801-0C010 | PCS | 01 | |||
6 | ቅድሚት የማን ሻፍት | 43460-09520 | PCS | 01 | |||
7 | ድሕሪት ድራም | 42431-0k130 | PCS | 02 | |||
8 | ዘይቲ ሞተር | 41 | ጋሎን | 02 | |||
9 | የማን ዋይፐር ብለድ | 85212-0k020 | PCS | 01 | |||
10 | ፀጋም ዋይፐርብለድ | 85222-0k020 | PCS | 01 |
መተሓሳሰቢ
ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን፣ IIN Noንከቅርቡ ዝኸእሉ:: ➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 13/01/17ዓ/ም እስካብ ዕለት 16/01/2017 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 16/01/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ድማ ይኸፈት::
➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::
➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ቁፅሪ 04 ሳዓራይ ኣካል ወይ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፐርት ወፃኢ የቅርብ።
ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።