ምልክታ ፕሮፎርማ
ቁፅሪ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን 02/2017
ዕለት 06/01/2017 ዓ/ም
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳ/ተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ፅሕፈት መሳርሒ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቋሒታት ድማ
✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡
✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይ ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም፣ ክታምን ማሕተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሸጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 07/01/2017 ዓ/ም ይኸውን፡፡ -
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/01/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 10/01/2017 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳ/ተር ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 04 ልክዕ ሰዓት 3፡30 ይኮዉን
✓ ንብረት ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀለ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡፡
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር
✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐፊኬሽን /መፍለይ ቁፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ዋጋ ግምት | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||||||
1 | 80 ግራም ፃዕዳ ወረቀት | 1ይ ደረጃ ኦርጅናል | ብደስጣ | 200 |
መተሓሳሰቢ - ተወዳደርቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ኣብ ዝፀንሓሉ ግዜ ውሽጢ /3* መዓልቲ ስራሕ/ መወዳደሪ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም።