Tigray High Court

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቁፅሪ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን 02/2017

ዕለት 06/01/2017 ዓ/ም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳ/ተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ፅሕፈት መሳርሒ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቋሒታት ድማ

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡

✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይ ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2016/2017 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም፣ ክታምን ማሕተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሸጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 07/01/2017 ዓ/ም ይኸውን፡፡ -

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/01/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 10/01/2017 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳ/ተር ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 04 ልክዕ ሰዓት 3፡30 ይኮዉን

✓ ንብረት ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀለ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡፡

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር

✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትስፐፊኬሽን /መፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ዋጋ ግምትመብርሂ
ናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
180 ግራም ፃዕዳ ወረቀት1ይ ደረጃ ኦርጅናልብደስጣ200

መተሓሳሰቢ - ተወዳደርቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ኣብ ዝፀንሓሉ ግዜ ውሽጢ /3* መዓልቲ ስራሕ/ መወዳደሪ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም።