ምልኸታ ፕሮፎርማ/10
ናይ ህንፃ መሳርሒ ዝወፀ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ብር | ጠቅላላ ብር ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ጓጉንቸር ቁልፊ ዓብይ ናይ ስቶር | ቁፅሪ | 20 | |||
2 | ናይ ስቶር ሰረገላ ቁልፊ በዓል 6ተ ተወርዋሪ | ቁፅሪ | 04 |
እንክተሎም መምርሒ፦
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/11/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 26/11/2016 ዓ/ም ሰዓት10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 29/11/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅር ብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 13 14 15 ምሕታት