ምልክታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 17/11/2016 ዓ/ም ስዓት 9:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016/2017 ዓ/ም
(TIN) Tax identification Number ዘለኩምን ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
ተ.ቑ | ዝርዝር ንብረት 3L 166 | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅለላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ብሬክ ዲስክ | 43512..35190 | |ቁፅሪ | 2 | ||
2 | ካሊፒር ኪት | 04479....350107 | 1 | |||
3 | ኣክስል ሽፍት ሲል | 90311...50006 | ቁፅሪ | 1 | ||
4 | ኣክስል ቤሪንግ | 90363...40068 | ቁፅሪ | 1 | ||
5 | ኣይል ፊልተር | 15600..41010 | ቁፅሪ | 5 | ||
6 | ፊውል ፊልተር | 23390..64480 | ቁፅሪ | 1 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /3/ሰለስተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣