Tigray Health Bureau

ቁፅሪ 4377/226/2016

ዕለት 10/10/2016

ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጉንቦት 2016 ዓ/ም/ ናይ ስፔር ፓርት 2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤ 

9. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

10. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

11. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብር
1cluth disc31250-ok205PCS1
2pressure plate31210-ok040PCS1
3release bearing31230-71011PCS1
4slip joint43460-09v10PCS2
5spider kit04371-ok110PCS4
6stabilizer bushing48815-ok010PCS2
7front shock absorber48510-09J20PCS2
8Rear shock abssorber48531-ok170PCS2

እንክተሎም መምርሒ፦

12. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 10/10/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 12/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 13/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኽፈት:

13. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

14. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅር ብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብዝክእል::

15. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

16. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት