- ሞቶር ሳይክልÂ Â በዝሒ 2
ብጨረታ ትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ Â 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ 50.00 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 14 ሚያዝያ 2008 ዓ/ም ስዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ ሚያዝያ 14/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪÂ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት
- Â ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 0344 40 99 23Â ምድዋልይከአልእዩ
                     Â
Â
Â
Â
Â
Â
Â