Mekelle correctional Center

ቁፅሪ 400/01/2016ዓ/ም

ዕለት-5/10/-/20169/90

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል ንናይ ሕክምና መሳርሒ _ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይሓደ ዋጋጠላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1urine centirefuge of 12 holeeach01
2hematoerit centirufuge of 12 holeeach01
3Digital timereach01
4autoclave dry and hit 40 letereach01
5Olympus microscopeeach01

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒን ከምኡ ድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነትን ኮፒ መስእዚ ሰነድ ጨረታ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን ስልዝ ድልዝ እንተኣጋጢሙ ብበዓል ዋና ክፍረመሉ ኣለዎ

3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 05/10/2016ዓ/ም ክሳብ 09/10/2016ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ዝተመለአ ዋጋ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብ ረት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንቤት ህንፀት መቐለ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ ካብዚ ንክዕደግ ዝተዳለወ በዝሒ ንብረት 20% ክዉስኸ ወይ ክቅንስ ይኸእል እዩ

6/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል