Alamata City Planning and Development Office

1 በቲ ዘፈር ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ ዘመን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ብኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን : ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ተጫራቲ ዝሰዓሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከርክብ ዝክእል

3 እቲ ጨረታ ካብ 4/10/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ እቲ ሳንዱቅ 19/10/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ኣብ ሞኮኒ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 መክበሪ ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ብስፒኦ : ብጥረ ገንዘብ : ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ : ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእልን

7 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ ዕለት 19/10/2016 ዓም ሰዓት 4:00 አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ከተማ ሞኮኒ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914211151 0914047428