ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዩኒሴፍ/UNICEF/ ዝተረኸበ ሓገዝ ማንዋላት ካብ አምሃርኛ ናብ ትግርኛ ምትርጋምእን ባይንድ ብምግባር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተሩጉም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድ ።
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳ | |||||
1 | ማንዋላት ካብ አምሃርኛ ናብ ትግርኛ ምትርጋምን ባይንድ ምግባርን | 166 ገፅ | ብመፅሓፍ | 07 |
መተሓሳሰቢ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/09/16 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ክሳብ ዕለት 04/10/2016 ዓ/ም
አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካአል
• እቲ ፕሮፎርማ 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ሰዓትይክፈት
• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ሒዙ ክቀርብ አለዎ
• ሕድሕድ ተወዳደርቲ በጀርባ ይመልከቱንዝብል ዝተማልኦ መረዳእታ ክቀርበሉ አለዎ
• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ`ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ። ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር
ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።