Tigray Presidency Office

ቑፅሪ ዕክንም 444 2-3/1/01

ዕለት 23/9/2016ዓ/ም

ቑ/ፕሮ 72

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይን ንቤት ፅሕፈት ነባር ዓቐሚ ልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ይደሊ

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን _ ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ንዕለት 27/9/2016 ዓ/ም 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምåራብ ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 28/ 9/2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝቖፈት ምዃኑ ንገልዕ'

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ ነቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን _ ዘማለአ ክኮን _ ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕሉ

ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል

4. ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊዕኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ _ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ

ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት

ጥራሕ ይኸውን

7. መምልኢ ዋጋ ን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ምውሳድ ይከኣል

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፡ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

መምልኢ ዋጋ

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ብርጅስቶን ጎማ ይፍሩይ ጥርሱ265/65/R17ቁፅሪ05
2ትራንግል ጎማ235/65 R17ቁፅሪ05

ምስ ሰላምታ