Tigray Regional Auditor General Office

ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት

ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ መቕረብቲ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ቶይታ ኣባዱላ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፤ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ፤ ክሳብ ዕለት 28/09/2016 ዓ/ም ስዓት 3:30 ተዓፅዩ ስዓት 4:00 ቅ/ስዓት ይኽፈት

3. ተወዳዳራይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቕርብ

ግቡእ ኣለዎ።

4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፤ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /TIN No / ከምኡ ውን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ብቕዳሕ ከተሓሕዝ ዝኽእል ።

5. ተወዳደርቲ ዝመልኡዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ጨረታ ክኸውን

ኣለዎ። ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸውን ኣለዎ።

6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን

ኣብ ሞንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ።

7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝበፅሕ ጉድኣት

ብምርኣይ ቤት ፅሕፈት ብሕጊ ክሓትት ይኽእል እዩ።

8. ተወዳዳራይ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

9. እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ምስኣተወ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ ።

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ

ተ.ቑዓይነት ዝግዛእ ንብረትዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ፓድ ኪት04465-0k 340ሴት01ቆይታ ኣባዱላ
2ሹኪት044595-ok0701ሴት01
3ሾክ ኦብዘርቨር ቅድሚት48510-09 120ቁፅሪ02
4ሾክ ኦብዘርቨር ድሕሪት48531- ok 170ቁፅሪ02
5ጂንቶ37230-ok 050ቁፅሪ01
6ስፓይደር ኪት04375- ok 012ቁፅሪ01
7የማን ቅድሚት መብራህቲ 81150 ok 430ቁፅሪ01
8ማስኬራ ቅድሚት53111- ok 480ቁፅሪ01
9ፓራወልት ቅድሚት52119- ok 280ቁፅሪ01
10ኮፎኖ ኬብል53630– ok010ቁፅሪ01
11ናይ ካድሮ ቁልፊቁፅሪ01
12ስታፕላይዘር ሊንክ የማን48820- ok 030ቁፅሪ01
13ስታፕላይዘር ሊንክ ፀጋም48810- ok 010ቁፅሪ01
14ስፐክዮ ፀጋምቁፅሪ01