Tigray Statistics and Critical Conditions Registration Agency

ዕለት 23/09/2016 :ዓ/ም 

ቑፅሪኤ/ስ/ወ/ኩ/2420/ዕ/ፋ/ን/ም/16 ቑ-

ፕሮፎ _008/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

ተ.ቁዝርዝር ንብረት/መግለፂ Describitionመለክዒ/Measurmበዝሒ Quantityናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ላፕቶፕ ኮምፒተርብቁፅሪ2ብስፐሲፌከሽን መሰረት

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፌ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከሩላይ መስቦ ቁፅሪ (TIN) ዘስዎም ናደ መቅረባዴነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ አዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕስት 23/09/2016 ዓ/ም - ዕስት 28/09/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ሌጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 4፤ ደብሪ ቢሮ ቁጽሪ 16 ሰነድ ምዉሳድ ይኸእሱ።

➢ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሱ ዕስት 29/09/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 04:00 ናይ ንጉሆ ኾይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕስት ልክዕ ሰዓት 04:30 ይኸውን።።

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን።

➢ ሰዓራዴ አቲ ንብረትን/ኣቅሓ/ ኣብ ዉሽጢ ዝሓዘረ መዓልቲ ጠቅሲሱ ነቲ ኤጀንሲ /ንተጠቃማይ የረክብ።

➢ ሰዓራይ ትካል ክፍሊት ዝፍፀምሱ በቲ ዝኣሰር/ዝኣተዎ/ ዉዕስ ግልጋሎት መሰረት እቲ ንብረት ናብቲ ዝተዳስጠሱ ቦታ ጠቕሲስ ምስኣእተወን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀን ይኸዉን?

➢ አዚ ፕሮፎርማ አዝይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሱአ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ሕስዉ'ዩ።

➢ ኣድራሻና ከፍስ ከተማ ሓወልቲ ወይዘር ህንፃ 4o ደብሪ ኮይኑ ፌት ንሬት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት አዩ ፡

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ ወይም ድማ ብኣካል ብምቅራብ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።

➢ ዝርዝር እቲ ንብረት ምስዚ ዝተተሓሐዘ ዒገፅ ዝርዝር ሰንጠረዥ ይመልከቱ ፕርፎርማ ዝመልስ በዓል ዋና

ሽም

ፊርማ

ማሕተም