Tigray Environmental Protection, Land Use and Administration Agency

ፕሮፎርማ ምልክታ

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ Data Base Management Software በቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ኣብ 45 መዓልቲ ውሽጢ ኣተኣታትዩ ዝውድእን ምክርን ግልጋሎትን ዝህብ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተ.ቐዓይነት ንብረትስፔስፊኬሽንጠቕላላ ድምር
1Data Base Management Softwareበቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረት
ድምር ዋጋ

መምርሒ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘሓደሱ

2. ቲን ነምበር ዘለዎም

3. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/09/16 ዓ/ም

4. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት

5. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 29/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

8. ተጫረቲ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ብምግባር ኦርጂናልን ኮፕን ብዝብል ነንበይኑ ብምግባር ከቕርቡ ኣለዎም።

9. ቴክኒካል ካብ 100% ዝሕሰብ ኾይኑ ቴክኒክ ዝሓልፉ 70%ን ልዕሊዑ ናይ ዘምፅኡ ይኾውን ኣብ ቴክኒክ ዝወደቑ ናብ ፋይናንሻል ኣይሓልፉን ፋይናንሻል ፖስታ ድማ ከይተኸፈተ ይምለሰሎም

10. ቴክኒካል ናይ ዝሓለፉ ካብ 100% ዝተረኸበ ውፅኢት ናብ 80% ተቀይሩ ፋይናንሻል /ዋጋ/ ድማ 20% ዝሕሰብ ኾይኑ ብድምር ካብ 100% ዝለዓለ ፐርሰንት ዝረኸበ ሰዓራይ ይኸውን::

11. ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ በቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ኣብ 45 መዓልቲ ውሽጢ ኣተኣታትዩ ዝውድእን ምክርን ግልጋሎትን ዝህብ

12. ካብቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ መማረፂ ዘይንቅበል ምኻና

13. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ዳማርያም ቡጉሳ ህንፃ 2 ደብሪ ናብ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል::

ሓበሬታ ናይ ጨረታ ሰነድ መፂኻ ምውሳድ ይከኣል