Hawelti sub city Planning and Finance Office

ስለዚ በቲ ዓዉዲ ዝተመዝገብኩም መቅረብቲ ንጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጥቃ ዓዲ ሽንዱሑን ታክሲ መዕረፊ ልዕል ኢልኩም አብ ዘሎ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትገዝኡ ናሓበርና እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 እምትኮን በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0348402160

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ