ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት
- ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ መቅረባይነት ዘሐደሰን
- ንመሳረሒ ፅሕፈትን ሞተር ሳይክልን ጥራሕ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይቲ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ንኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፅሬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ብማዕረ ዝሳተፉ ምካኖም ክፍለጥ አለዎ
- Â ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 24 መጋቢት 2008 ዓ/ም ክሳብ 10 ሚያዝያ 2008 ዓ//ም ይኸዉን
- Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10 ሚያዝያ 2008 ዓ//ም Â ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኮይኑ
- Â ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 10 ሚያዝያ 2008 ዓ//ም ኮይኑ ንጎሆ ሰዓት 3:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዝተረከበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይኸዉን
- Â ንሕድሕድ ጨረታ መኽበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል
- Â ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መሸጢ ብር 50 ኮይኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ሰኒ ክሳብ ዓርቢ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
- ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከቅርብ አለዎ
- ሰዓራይ ድሕሪ መፍለጢ ዉፅኢት ጨረታ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0346640172 /0346640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣ