Tigray Youth Association

ግልፂ ጨረታ



1. ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ሃርደ ቶፕ መከና እስፔር ፓርት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ
ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያንነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ
ንክትወዳደሩ ንዕድም።


2. ሕጋዊን ግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቕርብ


3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ/ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ


4. ቫት ወይ ቲኦቲ እንተኮይኖም ሻት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊወኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ዘቅርብ


5. መኽበሪ ጨረታ ብር 5,000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ) ስፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይጨረታ ሳንዱቕ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከአቲዝኽእል።


6. ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት09/09/2016ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት23/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጎሆ ታዓፅዩ : በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት4፡30 ንጎሆ ባዕሎም/ሕጋዊወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኽፈት።


7. ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብማሕበር መናእሰይትግራይ ቢሮቑፅሪ 05 ፋ/ምም/ዳርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ካብሎሚ ዕለት 09/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/09/2016 ዓ/ም ሽምን ኣድራሻ ፣ ፌርማ፣ ማህተምን ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።


8. ተጫራቲ ሳዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ማዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ


9. ተጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሰዓሮም ንብረታት ኣብ ውሽጢ 3(ሰለስተ)መዓልቲ ብናይ ባዕሉ
ትራንስፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት ኣታዊ ይገብር


10. ኣበዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞኮረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝከዉን ንጨረታ መክበሪ ዘትዞ ገንዘብ
ናብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።


11. ኣሸናፊ ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝ ሆሊዲግ ዝኸፍል፣ሻት ድማ ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም ።


12. መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።


13. ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁ ስ 0914131548 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።