Tigray study research policy institute

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና ክራይ በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ መቕረብቲ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሒ መሰረት

ንክትወዳደሩ ንዕድም

➢ መኪና ክራይ ንምቕራብ ናይ 2016 በጀት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ፣መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፣ምስ ንግዲ ፍቓድኩም ማዕረ ዝኾነ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዪ ቑፅሪ ሰርተፊኬትን ( ኮፒ ከተሓሕዝ ዝኽእል _ ከምኡ ድማ ናይ ተወሳኺ እሴት ታክሲ ዝተመዝገብኩምን ብኮፒ ዘተሓሕዝወይ ።

➢ መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቤት ዕዮ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ከባቢ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ቴሌቨዥን ወይ መርሲ ፓራዳይዝ ትምህርት ቤት ፊት ንፊት ኣድማስ ዩኒቨርስቲ ውሽጢ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 4፤

➢ ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን _ የድሊ፡፡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ፤

➢ ካብ ዕለት 8/09/2016 ክሳብ ዕለት 13/09/2016 ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ሰነድ ምውሳድ

ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ፡፡

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 13/09/2016 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ፣ ብመኽፈቲኡ ዕለት ቅድሚ ቐትሪ ሰዓት 4፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይኽፈት፤

➢ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7 ናይ ስራሕ መዓልታት ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይ ስለ ዘገልግል ግቡኦም ኣብ ዘይፍፅሙ ተወዳደርቲ ኣድላይ ስጉምቲ ዝውሰድ ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ፤

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ትግራይ ዝተኣገደ እንተኾይኑ እግዱ ከይተልዓለሉ ክወዳደር ኣይክእልን፣

➢ እቲ ፕሮፎርማ ናይ መጓዓዚ ዋጋ ዝሓወሰ ይኸውን፣

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ +251345599925