Tigray Industry Park Corporation

ግልፂ ጨረታ ቑፅሪ TDC/01/2016

ኮሚሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ካብ ናይ ውሽጢ እቶት በጀት ሞተር ሳይክል ኮምፒተርን Iን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ

በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኦርጂናልን ሓደ ኮርን ከቅርብ ዘኽእል፡

ግብሪ ክፉላይ መለለይ ቑፅሪ ፕ ሰርተፊኬት ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል፣ ኪኪ እሴት ታክስ

ተመዝጋብን ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ብመምርሒ መሰረት VAI ድክላሬሽን ናይ ሕ ሒ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል፣ ዘርፊ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምዃኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ምስክር ወረቐት ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ከቅር

መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ፣ ማህተምን ፊርማን ዘለዎ

ኢቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስት ቢሮ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ሪፍት ቫሊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ዝርከበሉ ህንፃ 2 ደብሪ ቁፅ l 06/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 21/05/2015 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቕራ ብር 100.00 ብምኽፋል ብምዉሳድ ከትወዳደሩ ትኽእለ

ኢቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ሰነድ ጨረታ ብር 15,000.00/ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ብር / ብሽም ሻን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ/ Tigray lustral Parks Development Corporation/ ብ ርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ጨረታ ቅ ከቕርብ ዝኽእል፣

ጫረታ ዕለት 21/09/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓዕዩ በቲ ዕለት ስዓት 3፡30 ቅ/ቀትሪ ኣብ ኮርፖሬሽ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ቢሮ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኽቡሉ ይኹን ኣብ ዘይተረከቡሉ ይኽፈት፡፡

ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 6342417506/ 0945520699 ደዊልካ ምሕታት ዝካኣል ምዃኑ ንሕብር