- ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን በዚ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ብምምፃእ ምዉሳድ ይከኣል
- ጨረታ ካብ 22 መጋቢት ክሳብ 7 ሚያዝያ 2008 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 7 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
- ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል