Maichew Blood Bank

ጨረታ-ምልክታ

ደምባንከ ማይጨው ንደም ባንክ ግልጋሎት ዝዉዕል ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌትሮኒክስ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓዝታማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ፡፡

4. ጨረታ መከበሪ ናይ 3ዐዐዐ ብር ብስፒአ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 30/08/2016ዓ.ም ስካብ 9/09/2016ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/09/2016ዓ.ም ሰዓት 4፡oo እንትከውን ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 9/09/2016ዓ.ም ስዓት 4፡30 ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ይኸውን

9. ጨረታ እንትከፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይከፈት

10. ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

12. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

NB ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091442120 ደውልካ ምሕታት ይከኣል፣፣