Mekell Orto Physiotherapy Center

ኣብቲ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዓቀኒታትን መስፍርትን እትማልኡ ኣብዚ ጨረታ  ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኩን ዉልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኮኑ አለዎም

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኮን አለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኮን አለዎ

3 ናይ ክፍሊ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ከቅርብ አለዎ

4 ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእተዎ ዋጋ 5 ሚእታዊ ዋጋ ዘይምለስ ከትሕዝ አለዎ

5 ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ካብ ትካልና ዘቅረቦ ስፐሴፈኬሽን ወፃኢ  ዘቀረብ ዓይነት ንብረት ተቀባልነት የብሉን

7 ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

8 ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብዝተካየደሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 6ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር አለዎ

9 ኣድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤሌ ቤተክርሰቲያን ጎኒ ኢሚግሬሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 17/5/2016 ዓም ክሳብ 24/5/2016 ዓም

ጭረታ ዝካየደሉ ዕለት 25/5/2016 ዓም ሰዓት 3ተ ናይ ረፋድ

ተቁ

ዓይነት ዝዕድግ ንብረት

መዓቀኒ

በዝሒ ዝዕደግ

ንፅል ዋጋ 

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ሃይላት ማርከር

ንፅል

8

2

ሰማያዊ ቢሮ ብሳንፕል መሰረት Linc maxorginal/

ንፅል

340

3

ሰሚያዊ ፔንቲግ ቢሮ ናይ 50 በዝሒ

ፓኬት

1

4

ፎቶ ኮፒ ወረቀት A4

ዴሴጣ

90

5

ፋይል ቡክ በዓል ብረት

ንፅል

100

6

ፋይል ቡክ በዓል ገመድ

ንፅል

20

7

ፕሪንተር ቀለም

ኪሎ

20

8

እሁ

ንፅል

7

9

ፎቶ ኮፒ ቀለም CXV 42 TONER orginal

ንፅል

10

10

ካርቦን 8000

ዴስጣ

9

11

ዴቫይደር ፀሊም በዓል ፊዩዝ በዓል 3 ሶኬት

ንፅል

8

12

ኣግራፍ ማእከላይ

ፓኬት

18

13

ኣግራፍ ዓባይ

ፓኬት

3

14

ስፒል

ፓኬት

15

15

Staplaizer GATO 1500W

ንፅል

1

16

ፔፐር ትሪ በዓል 3ተ መደርደሪ ብረት

ንፅል

15

17

ናይ ቅርሺ መጥመሪ ፕላስቲክ

ኪሎ

1

18

Ledger Book / Gravity/ዓብይ

ንፅል

3

19

ዓብይ ፕላስተር / Big plaster /ሻራ

ንፅል

9

20

Electric palster

ንፅል

12

21

White paster paper

ንፅል

6

22

Board Marker WHITE BOARD MARKER

ፓኬት

9

23

ተራ ወረቀት

ደስጣ

15

24

ጠንካራ መስመሪያ ፕላስቲክ ዓብይ

ንፅል

2

25

መፅረቢ እርሳስ/PENCIL TABLE SHARPER/

ንፅል

1

26

ኣሽንዳ ንኡሽተይ ኣጃንዳ ብሳንፕል መሰረት

ንፅል

8

27

ማርከር

ፓኬት

16

28

ናይ ማሕተም ቀለም

ንፅል

3

29

ዓብይ ካኪ ፖስታ

ፓኬት

1

30

ንኡሽተይ ካኪ ፖስታ

ፓኬት

1

31

ኣሸንዳ /A6 105*146 MM

ንፅል

8