Tigray Health Bureau


1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተቑዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1National comprehensive PMTCT/MNCH integrated refresher tranng manwalplastic cover and Hard cover binding with ring print on both side black and white -263 pagesPcs36

እንክተሎም መምርሒ፦

1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 6/05/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተዓፅዩ ዕለት 09/05/2016 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

2. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

3 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

4.ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 5.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ