Mekelle Hospital

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቫት ተመዝገብትን ኣብ ሓዱሽ መቅረባነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መከብሪ ጨረታ 10000 ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርተፊይድ ለተር ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ሆስፒታል መቐለ የረክብ

4 ተጫሪ ኣብ ዝመለእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ክዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ዉሕስና ጨረታ ዝቀርብ ስፖኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ተቀባልነት የብሉን

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እዩ

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን60 መዓልቲ እዩ

8 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 11/03/2016 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 መዓልቲታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ  62 እንዳገዛእኩም ምዉሳድ ይከኣል

9 እዚ ጨረታ ዕለት 11/3/2016 ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበዘለዉል ይክፈት

10 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልእ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘይብሉ ክክፈት ይክእለ

ሆስፒታ መቀለ ነዚ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ አንተረኪቡ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ