-
ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኽፈሉን ንግዲ ፍቓድ ዝሐደሱነ፣
-
ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለይ /ቲን/ ኣብ መቕረባይ ዝተመዝገቡ ምኳኖም ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ዝኽፈለሉ /ድክላሬሽን / መረዳእታ ክቕረቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
-
ተጫረቲ ናይ መኽበሪ ጨረታ ብር 3,000.00 /ሰለስተ ሺሕ/ ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ንግዲ ባንክ ብዝተረጋገፀ ሲ.ፒ.ኦ ወይም ብዝተረጋገፀ ቼክ ክትሕዙ ኣለዎም።
-
ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሓዘን ዘይምለስ ንሕድ ሕድ ዶክመንት ብር 20.00 /ዒስራ ብር/ ብምኽፋል ካብ ቢሮ ፍትሒ ቢ.ቁ. 317 ብምውዳስ ንዘቕርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምለእ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምድላው እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 02/05/2006 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳበ ዕለት 22/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምኻድ ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ብምእታው ትወዳደሩ ትኽእሉ።
-
እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዐለት 22/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፂዩ ልለት 22/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረኽብሉ ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ይኽፈት።
-
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትገራየ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-408714 ደዊልኩም ምጥያቕ ትኽእሉ
ኣድራሻና ኮምፕሌክስ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢ.ቁ 317