ምልክታ ጨረታ
ሆስፒታል መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳደሩ እትድልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሓ
-
ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር አብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝግለፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ::
-
ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑ ይግባእ::
-
ንጨረታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 30 እዩ
-
ናይ ተጫረቲ ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን አብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::
-
ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ (CPO) ብር 4000 ከቐርቡ ዝክእሉ::
-
ተጫረቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳሊዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ክቐርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቐባልነት የብሉን::
-
እቲ ጨረታ ዕለት 15/ 01 /2007 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት
-
ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መቕረቢ ብክልተ ቕዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽምዒ ክከዉን አለዎ
-
ተጫረቲ ዠመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዘዳለዎ ሰነድ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባልነት የብሉን::
-
ተጫረቲ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእሉ
-
ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታል አታዊ ክገብር ዝክእል::
-
ተጫረቲ ንዝሰዓርዎም ኣቑሑት ብእዋኑ እንተዘይ ኣቅሪቦም ብመምርሒ ዕዳጋ ስጉምቲ ይዉሰድ::
-
ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብ /ምም / ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይኽዉን::
-
ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ::
-
ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
-
ካልኦት ኣብዚ ምልክታ እዚ ዘይተገለፁ ረቆሒታት ብመምርሒ ዕዳጋ 2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኸዉን ተጫራታይ::