ሰላም ናይ ህዝቢ መመላለሲ ኣ/ማ

- መደብ 1 ዘገልገለ ናይ ገዛን ክዳብ ቆርቆሮ  ፣ ሙሉእ ቆርቆሮ  በዝሒ 204 ፣ኣብ ፍርቂ ዝተቆረፀ ቆርቆሮ  በዝሒ 48፣ ትሕቲ ፍርቂ ዝተቆረፀ ቆርቆሮ በዝሒ 143

- መደብ ክለተ ዘገልገለ ባህርዛፍ /ኣጣና/ንዉሓቱ ልዕሊ3ሜትሮ በዝሒ 82 ፣ ትሕቲ 3ሜትሮ በዝሒ 18፣ 2-3.30 በዝሒ75፣ ንዉሓቱ 2 ሜትሮ ዝኾነ ቀዋሚ በዝሒ 13

1 እዚ ጨረታ ዝጫረቱ ናይ ብረታ ብረት የሆኑ እና ያልሆኑ ዉድቅዳቂዎችና  ስክራፖችን እንደገና ማምረት እና ብተመሳሳሊ ዘርፊ ንግዲ ፍቃፍ ዘለዎም ኮይኖም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ 2012ዓ/ም ዘሐደሱ ክኮኑ ኣለዎም

2 እቲ ሰነድ ዋጋ መቕረቢ ቅጥዒ ብር 50.00 ብምኽፋል ካብ ሰላም ህዝቢ መመላለሲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈትቢሮ ቁፅሪ 2 ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዉሳድ ዋጋ ብምምላእ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኤንቮሎፕ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳጡን የእትዉ ጨረታ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

3 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ ናበ ቤት ፅሕፈት ሰላም ህዝቢ መጉዓዝያ ጨንፈር መቀለ ገንዘብ ቤት ብምቅራብ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ የትሕዙ ነዚ ዝተዳለወ ደረሰኝ ምስቲ ናይ ጨረታ ኤንቮሎፕ አተሓሒዞም የቕርቡ

4 ጫረቲ ብጨረታ ዝሽየጥ ንብረት ኣብ ሰላም ህዝቢ መጉዓዝያ ጨንፈር መቀለ ብኣካል ብምቅራብ ካብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ክሳብ 10/10/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2፡00 ንጉሆ ክሳብ 11፡00 ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ይካኣል

5 ድርጅትና ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 89 16/17