Tigray Water Works Study, Design and Supervision Enterprise

1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ፕሮፎርማ  አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 18/09/2010 - 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ቅ/ቀትሪ ይኸዉን

5 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ምርካብ ይካአል እዩ::