Tigray Health Bureau

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15