Tigray Police Commission

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ለካቲት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርቡ

3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ዘለዎን ዘቅርብ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

5 መኸበሪ ጨረታ ናይ መኪና ጎማ  ፓርቶማጋሎን መኪና ወንበር ምስራሕ 5000 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስ 3000.00 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ መረዳእታ ጨረታ ብዝተዓሸጉ ፖስታ አተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም

6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ብናይ ባልሎም መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርቡ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 23/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 30 መዓልታት ይከዉን

9 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77