New Millennium University College

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ቅድሚያ ይወሃቦ
  2. ቫት ተማዝጋቢ ምካኑ ናይ ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ሕጋ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
  4. ቲን ቁፅሪ ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይቲ ዓመት ቫት ዲክለሬሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  6. ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ይኣስር
  7. እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 06 /05/ 2008 ዓም ኮይኑ እዚ ጨረታ 16 /05 /2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ዝእግዶ ነገር የለን
  8.  ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከይሕዝ ዝክእል
  9. ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይመልስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል
  10.   ኮሌጅና ዝሓሸ አማራፂ እንተረከቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ