Agency Statics Tigrai

1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስዝኮነ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ

4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ

5 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 4000 ቅርሺ ሕጋዊ ብዝኮነ ባንኪ ወይ እዉን ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 መሸጢ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 09/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ይፀንሕ

7 ሳንዱቕ ጨረታ ድማ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30  ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልታት ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 45 መዓልታት ይኸዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 23 62