1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ ሎት 1 ህንፃ መሳርሒን ሎት 2 ሓሸዋን እምንን ንሎት 3 አቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ 10000 ቅርሺ ፣ ን ሎት 4 ቀላሚጦስ ንሎት 5 ጨርቃ ጨርቂን ሎት 6 መስትዋት 3000 ቅርሺ ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዙ ኣለዎም
3 ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስድ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይኩን ኣብ ዘይተረክቡ ይክፈት
5 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ሚኢታዊት ዝከፈል ምካኑ
6 መስራ ቤቱ ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል