Ahforom Planing and Finance Office

በዚ መሰረት

1 ብዘርፊ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ደረጃ 6ተን ማለትዉን ደረጃ 5ተ ደረጃ 4ተን ደረጃ 3ተን: ደረጃ 2ን: ደረጃ 1ደ ካብኡ ንላዕሊን ብሃፍቲ ማይን ማእድንን ዝተዉሃበኩምን

2 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መስክር ወረቐት ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ሕዳር 2008 ዓ/ም ዘፍለጥኩምን

3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩምን ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕድ 100 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ አሕፈሮም ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ /ንሕድሕዶም 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተዋሀቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ናብ ስራሕ ክትእትዉ እትክእሉ ንክጫረቱ ንዕድም

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 21/4/2008 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ አሕፈሮም ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብ2 ኮፒ ነናይ ባዕሉ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ክተእትዉ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9/5/2008 ዓ/ም ድ/ቀትሪ 8:00

10 ጨረታ ዝክፈቱ ዕለት 9/5/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለኸቻ አብ ዝተረከበሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

11 እዚ ዋጋ እዚ ን 60 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 ተጫረቲ ንሰዓርቲ ብማዕረ ኣብ ማስታወቂያ መለጠፊ ቦርድና ለጢፍና እነፍልጠኩም ምኻኑ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 034449067 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል