Tigray Police Commission

ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወረሒ ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ድክለር ዝገብረን ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ/TIN/ ዘለዎምን ከቅራብ ዝኽእልን

2 ጨረታ መኽበሪ

  1. ንዝተፈላለዩ ናይ ፖሊስ ደንቢ ክዳን ብር 5000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/
  2. ንሙዚቃ መሳርሒ ካልኦትኤሌክትሮኒክስን ብር 30000.00 /ሰላሳ ሽሕ ብር/
  3. ናይ ተሽከርከርቲ ፍጥነት መቆፃፀሪ ራዳር ብር 4000.00 /ኣርብዓተ ሽሕ ብር/
  4. ናይ ኮምፒተር ፎቶ ኮፒ ቀለም ብር 10,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/
  5. ናይ ምግብና ኣቅርቦት ብር 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሮም አብ ተ.ቁ 1-2-3 ዝተጠቀሱ ኣብ ዉሽጢ 3 ኣዋርሕ ኣብ ተ.ቁ 4 ዝተጠቀሱ 20 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል

4 ተወዳደረቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

5 ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ሰነድ 50.00 ብር ብምኽፋል ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 15/04/2008 ዓ/ም ክሳብ 29/04/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቐትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት

6 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ ፀኒዑ ይፀንዕ

7 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20/100 ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ