Mekelle City Planning and Finance Office

1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 18/05/2012 ጀሚሩ ዘይምለስ 20 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ ብጥረገንዘብ 2000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንቴኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ /03 42 40 87 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል