1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ፤
2 ቫት ዝተመዝገቡን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊት ከቅርብ ዝኽእል ናይ ዝተጫረትዎ ዝርዝር ኣቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብኽልተ ፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብ፤
3 ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ፣ንማይ መገጣጠምታትን መሳርሕን ቆፀርትን ብር 10000.00፣ ን ጀነሬተር ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 30 ብር መኸበሪ ጨረታ 2000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብብ ከትሕዙ ዝኽእሉ
4 ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእልን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቅሮ ከምዝፅእ ዝኽእል
5 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 14/06/2011 ዓ/ም -04/07/2011 ዓም ኩሉግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅ.ሰዐት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል።
6 ጨረታ ሰነድ ናይ ማይ መገጣጠምታትን ቆፀርትን ዝዕሸገሉ ዕለት 05/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 05/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትኸውን እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ
7 ጨረታ ሰነድ ናይ ጀነሬተር ዝዕሸገሉ ዕለት 06/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ፤
8 ኩሎም ዓይነት ንብረታት 25% ዘሸነፈ ንብረት ናይ ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ንኽእል ምዃና
9 ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-430053/0914-783564/0914-783477 ምድዋል ይከአል ፤