1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማለት እዉን ቲን ናምበር
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
4 ናይ ወርሒ ሕዳር 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ
5 መኸበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብስፒኦ
6 መሸጢ ሰነድ ጨረታ 25 ቅርሺ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 05/05/2012ዓ/ም ክሳብ 19/05/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54