ሓላፊ ትምሀርትን ቴክኒካል

ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ኃ/የተ/የግ/ማ
መግለጫ

ትካልና ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉል/ማ ንዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊÂ

የትምህርት ደረጃ

ካብ ኣፍልጦ ዘለዎ ኮሌጅ/ዩኒቨርስቲ ብኢንዳስትርያል ሜካኒካል ኢንጂነሪንግን ተዛመድቲ ዓይነት ትምህትታትን 1ይ ድግሪ ልዕሊኡን ዘለዎ/ዋÂ

ተፈላጊ ችሎታ

ከይዲ ምምራት ቴክኒክን ናይ ምክትታልን ምምሕዳር ክእለት

ስራ ልምድ

ኣብ ፋብሪካ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ብትምህርትን ቴክኒክን ሓላፊ ሙያ ዝሰርሐ

How to apply

ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ኦርጅናል ዝገናዘብ ፎቶ ኮፒ ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ፊት ንፊት ሚድ ሲቲ ካፌ ትሕቲ ኣባይ ኢንሹራንስ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ ምምልካት ይካአል

ስራሕ ቦታ : ልምዲ መቀለ ዓይደር ሓሚዳይ

ዶሞዝ: Â ብስምምዕነት /ሰሓባይ/

ተወሳኪ ክእለት ናይ ኮምፒተርን ቴክኒካል ክእለት ወይ አፍልጦ ዘለዎ

Â

Share this Post:
መመለስ