ዕደጋ ኦፊሰር

ከፍተኛ ፍርድ ቤት
መግለጫ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዕብየት ብዝዉዉርን ቁፃርን ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሲቲ ወይ ኮሌጅ ብ 1ይ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ፡ብፐርቼዚንግ ሳፕላይ ፡ማናጅመንት፡ ብኢኮኖሚክስ፡ ፓብሊክ ፋይናንስ ዝተመረቀ/ ት

ተፈላጊ ችሎታ

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሲቲ ወይ ኮሌጅ ብ 1ይ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ፡ብፐርቼዚንግ ሳፕላይ ፡ማናጅመንት፡ ብኢኮኖሚክስ፡ ፓብሊክ ፋይናንስ ዝተመረቀ/ ት

ስራ ልምድ

ንዲግሪ 0 ዓመት

COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ ይወዳደር

How to apply

ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብÂ 17 /06/ 2015 ዓም ክሳብ 25/ 06 /2008 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ደ/ከ/ስ/ኣ/ሓ/ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22Â ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናሓበርና ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ክግለፅ ዩ

Share this Post:
መመለስ