ናይ ፔዳጎጂ መምህር
ዓድዋ መምህራን ማሰልጠኛ ኮሌጅኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ነዚ ዝስዕብ መደብ ስራሕ መምህራን አወዳዲሩ ብቀዋሚ ኮንትራት ክቆፅር ይደሊ
ቀዳማይ ዲግሪ /BED/ ብ ፔዳጎጂ ኮይኑ ካልኣይ ዲግሪ ድማ M.ED/MA ዲግሪ ብካሪከለም ኢዱኬሽናል ሪሰርች ዝተመረቀ /ት
ቀዳማይ ዲግሪ /BED/ ብ ፔዳጎጂ ኮይኑ ካልኣይ ዲግሪ ድማ M.ED/MA ዲግሪ ብ ኢዱኬሽናል ሪሰርች ዝተመረቀ /ት
ቀዳማይ ዲግሪ /BED/ ብፔዳጎጂ

ረቋሕታት ቀዳማይ ዲግሪ
ሓፈሻዊ ዉፅኢት 2.75 ልዕሊኡን ዘለዎ ዋ
ዕድመ ካብ 45 ዓመት ዘይበልፅ
ናይ ስነምግባር ሽግር ግድፈት ከም ዘይብሉ ካብ ዝሰርሐሉ ዝነበረ ትካል ወይ ካብ ዝነበረሉ ጣብያÂ /ቀበሌ/ መረዳእታ ዘቅርብ
ኣብ ምምሃር ምስትምሃር መፅናዕትን ምርምርን ዝለዓለ ዝንባለ ዘለዎ/ ዋ
በቲ ዝድለ ሙያ መምህርነት ልመዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘለዎም ቅድምያ ይዋሃቦም
ቋንቋ ትግርኛ ዝክእል
ረቋሕታት ካልኣይ ዲግሪ
1ይ ዲግሪ ብ BED ዝተመረቀ/ ት
ዕድመ ካብ 48 ዓመት ዘይበልፅ
መፅናዕታዊ ፅሑፍ Good ወይ ፕሮጀክት B ን ልዕሊኡን ዝረከበ /ት
ሓፈሻዊ ዉፅኢት ቀደማይ ዲግሪ 2.5 ልዕሊኡን ዘለዎ/ ዋ
ትምህርቲ 2ይ ዲግሪ ምስ ቀደማይ ዲግሪ ብቀጥታ ተዛማድነት ዘለዎ ክከዉን ይግባእ
ካልኦት ኣብ ተራ ቁፅሪ ዝተገለፁ መዐቀነታት ዘማለአ/ ት
 ኣብ ላዕሊ ዘሎ መመዘኒ ዘማልኡ መመልከቲ ደቂ አነስትዮ ጉድኣት ኣካልን ኣናእሽቲ ብሄረ ሳባትን መምርሒ ሲቪል ሰርቪስ ብዝፈቀዶ መሰረት ይተባብዑ
ስራሕ ልምዲ ቀጥታ ተዘማድነት እንተዘይሃሊዎ ዋጋ ኣይወሃብን
ናይ ዉልቀ ትካል ስራሕ ልምዲ ከም ስራሕ ልምዲ ዝሕሰብ ስራሕ ግብሪ ዝከፍል ምካኑ ካብ ዝምልከቶ ብቁዕ መረዳእታ እንተቅርብ እዩ
ነቶም ረቀሕታት ዘማልአ /ት ብ2ይ ዲግሪ ዝተመረቀ ት ቀዳምነት ይወሃቦ/ ባ
ናይ ምዝገባ ቦታ: ነዞም ዝተጠቀሱ መመዘንታት እተማልኡ መመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ካልኦት ይጠቅሙና እትብልዎም መረዳእታታት ዋናን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ከ ስ አመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ እንዳቀረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ
ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ 07/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 12/ 06 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትታትን ሰዓትን ይከዉን
ናብ ቃለ መጠይቅ (ፈተና)/ፕረዘንተሽን ዝሓለፈ አመልካቲ ዝልጠፈሉ እዋን ዕለት 15/ 06 /08
ቃለ መጠየቅ (ፈተና ) ዝወሃበሉ እዋን 16/ 06 /2008
ዉፅኢት ዝልጠፈሉ እዋን 17/ 06/ 2008 ዓም
ስራሕ መጀመሪ እዋን ኣድላይ ፎርማሊቲ ምስ ተማልእ ይከዉን