መምህር

ዳዕሮ ኣካዳሚ
መግለጫ

ዳዕሮ አካዳሚ ን 2008 ዓ/ም ዘመን ትምህርቲ ምጅማሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ብዘለና ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቋሒ ዘማልእ

የትምህርት ደረጃ
  • ዲግሪ
  • ማስተር
ተፈላጊ ችሎታ

እንግሊዝኛ

ስራ ልምድ

ንድግሪ 4 ዓመት ልዕሊኡን

ንማስተርስ 2 ዓመት ልዕሊኡን

How to apply

 ካብ ዕለት 3/6/2008 ዓ/ም ክሳብ 11/6/2008 ዓ/ም መረዳእታ ብምሓዝ አብ ዓዲ - ሓ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዘገቡ ነተሓሳስብ

ደሞዝ : Â ስምምዕነት /ኣዕጋቢ Â

አድራሻÂ : ዳዕሮ አካዳሚ ክ/ከተማ ሐወልቲ ጣብያ ዓዲሓቂ

ስቁ 0933222310Â 0348409441Â Â 0348409442

Â

Share this Post:
መመለስ