ክሊኒካል ነርስ
ዶ/ር ተወልደ ጤና ሳይንስ ኮሌጅመግለጫ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብÂ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
ዲግሪ ብ BSC ክሊኒካል ነርስ
ተፈላጊ ችሎታ
0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን COCÂ ተፈቲኑ ዝሓለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ
GPA Â ወይ ኣጠቃላሊ ዉፅኢት ትምህርቲ 2. 5 ን ልዕሊኡን
ስራ ልምድ
0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን COCÂ ተፈቲኑ ዝሓለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ
How to apply
መተሓሳሰቢ
- GPA Â ወይ ኣጠቃላሊ ዉፅኢት ትምህርቲ 2. 5 ን ልዕሊኡን
- ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CV ን COCÂ ድማ Level 1,Level 2, level 3, level 4 level by level መረጋገፂ ብቅዓት ብሰርትፍኬትን ተፈቲንኩም ሓለፍሉምሉ መረዳእታ ሒዘኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04 /06 /08 ዓም ክሳብ ዕለት 10 /06 /2008 ዓም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ክምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ንተሓሳስብ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83
Share this Post: