ጀ/ አሰልጣኒ Building electrical installation
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅመግለጫ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ በቲ ኣብ ታሕቲ መፀዉዒ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታትአወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ተዳላዩ ክእለት እተማልኡ ተወዳደርቲ ይዕድም
የትምህርት ደረጃ
C-level
ተፈላጊ ችሎታ
ደረጃ ብደረጃ ተመዚኑ ደረጃ አርባዕተ ሲኦሲ ዝሓለፈ /ት
ስራ ልምድ
ብ Building electrical installation 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
How to apply
ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ ከይዲ አመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ
ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 30 /05 /2008 ዓም ክሳብ 04/ 06 /2008 ዓም
ፈተና ዝካየደሉ ዕለት 7 /06 /2008 ዓም ሰዓት 4፡00
ፈተና ምስተካየደ ወድያዉኑ ኣብቲ ሰዓት ዉፅኢት ይልጠፍ
መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ናይ ምዝገባ ግዘ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ
Share this Post: