ኪኢላ ልምዓታዊ ትልምን መረዳእታን መፅናዕትን
የትግራይ ክልል እቅድና ፋይናንስን ቢሮመግለጫ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ/ ከ/ ስ ልምዓታዊ ትልምን ኪኢላ መረዳእታን መፅንዓትን ስነህዝብን ልምዓትን ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ብናይ ደገ ዝዉዉር ቁፃርን ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቀሕ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም
የትምህርት ደረጃ
ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብዲሞግራፊ ፣ሶሾሎጂ ፣ፖፕሌሽን ስታዲ ፣ኣፕላይድ ጂኦግራፊ፣ ኢንቫይሮንመንት ሳይንስ ፣ኢኮኖሚክስ፣ RLDS ፣ፖፕሌሽን ኤንድ ዴቨለፕመንት፣ ዴቨለፕለንት ስታዲስ ፣ሕርሻ ኪኢላ
ተፈላጊ ችሎታ
ኣግባብ ዘለዎ ትምህርትን አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
ስራ ልምድ
7ዓመት ማስተርስ
9 ዓመት ዲግሪ
ኣግባብ ዘለዎ ትምህርትን አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
How to apply
ተወዳደርቲ ናይ ማህደር ፅሬትን ሰነ ምግባርን ዝገልፅ ደብዳቤ ከምኡዉን ናይ 3ተ ግዜ ወይ ናይ 2ተ ግዜ ዉፅኢት አፈፃፀማ ስራሕ ክትቅርቡ
ናይ ምዝገባ ዕለት :ካብ 25 /05 /2008 ዓም ክሳብ 5/ 06 /2008 ዓም
COC ዝምልኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ
ካብቲ ምልክታ ወፃኢ ዓይነት ትምህርቲ አይነተኣናግድን
ናይ ምዝገባ ቦታ: ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ዩ
ስልኪ ቁፅሪ 0344407384
Share this Post: