ቢዝነስ

ፖሊዮ ኢንስቲትዩት የቴክኖሎጂ ኮሌጅ
መግለጫ

መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ  ኣወዳዲሩ  ክቖፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ደረጃ 4

ተፈላጊ ችሎታ

ብኣክዉቲንግ : ማርኬቲንግ :ፐርቸዚንግ   

ስራ ልምድ

0

How to apply
  • ስራሕ መደብ :  አሰልጣኒ     
  • መመዝገቢ ቦታ :  አብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ልምዓትሐይሊ ሰብ / HDR/
  • ምዝገባ ዝከየደሉ እዋን ካብ 01/3/2008 ዓ/ም ክሳብ 07/3/2008 ዓ/ም  አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትን ሰዓትን
  • አመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ  መረዳእታን  ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ አለኩም
  • COC  ወሲዱ/ዳ  ዝሐለፈት
  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይግለፅ
Share this Post:
መመለስ