በዓል ሞያ ኢቨንትን መሸጣ በዓላትን

ድምፂ ወያነ ትግራይ ኋ/የተ/የግ/ማህበር
መግለጫ

ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

MAC,MA, BA

ተፈላጊ ችሎታ

ብማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ቢዝነስ ማናጅመንት ኣካዊንቲንግ ቢዝነስ ኣድሚስቲሬሽን

ስራ ልምድ

ን BA 5ተ ዓመት ን MAን MAC 3ተ ዓመት

How to apply

መተሓሳሰቢ መሃያ ብናይ ትካል  ስኬል ኮይኑ ነዚ ዘመላእኩም ኣመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት  መረዳእታታትን  ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን  ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 13/12/2011ዓ/ም  ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ እናቀረብኩም ዶክሜንትኩም ከተቅርቡ ትክእሉ

Share this Post:
መመለስ